ንዝግበሩ ፅዕርታት ንምድጋፍ እትገብርዎ ወፈያ ህይወት ንምድሓንን ብሩማቲክ ሕማም ልቢ ዝተጎድኡ ማሕበረሰባት ዝሓሸ ጥዕና ዘለዎ መጻኢ ንምህናጽን ዓብይ ኣስተዋጽኦ ክገብር ይኽእል።ንፕሮግራም PrevRHD ብምድጋፍ፣ ኣብ ሩማቲክ ሕማም ልቢ ዘሎ ግንዛበ ንምዕባይ፣ ሕማም ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ንምልላይ፣ ንምክልኻል፣ ሰብ ሞያ ጥዕና ስልጠና ንኽረኽቡ፣ ከምኡ’ውን ግቡእ ክንክን ጥዕና ንምርካብ ዝግበሩ ጻዕርታት ምብርትታዕ ይከኣል።መጠኑ ክንደይ ይኹን ብዘየገድስ፣ ኩሉ ዝግበር ኣበርክቶ ኣብ ተልእኾና ትርጉም ዘለዎ ለውጢ ክፈጥር ይኽእል። እዚ ድማ ሩማቲክ ሕማም ልቢ ንምክልኻልን ኣብ ህጻናት፣ መንእሰያትን ማሕበረሰባትን ዘለዎ ጽልዋ ንምንካይን ይሕግዝ።ብሓባር፣ ክንከላኸል ዝከኣል ጉድኣት ልቢ ንምውጋድን ህይወት ንምድሓንን ክንሰርሕ ንኽእል።
Bank Detail
Account
XXXXXXXXXXXXXXXXXXXX
Bank2 Detail
Account
XXXXXXXXXXXXXXXXXXXX